https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7671
ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 08:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ክሳብ 4/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

                                                  2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

                                                     ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል፡፡