https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7668
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ጨርቃ ጨርቅን ፍርናሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ክሳብ 5/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

                                              2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

                                                    ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል፡፡