https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7660
ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 10, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ፣ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም፤

2 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ፤

3 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ/ፋ ኣብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታው ትክእሉ፤

4ጨረታ መዐፀውን መክፈትን ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ሰለዘሎ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚርኩም ገዚእኩም ምውሳድ ትክእሉ፤

5 ሰዓራይ ትካል ብዝተውሃቦ ዝርዝር መዐቀኒ ከቅርብ ይግባእ፡፡

6 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100.00ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ/ፋ ምውሳድ ይክእሉ፤

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡