https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7653
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ኮብራ HZJ 105 ሞዴል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 3, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

                              2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                       ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፤