https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7639
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ዝከውን ናይ ዕጥቂ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

                 1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

                               ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/ 0937-023598 ምድዋል ይከኣል፡፡