https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7638
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሰሜን ጥዕና ጣብያ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ FORD መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 03:29 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 1, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

                            1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 01/10/2011ዓ/ም

                                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                  ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል፡፡