https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7606
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብናይ ዕብየት ሕርሻ ፕሮግራም በጀት ናይ ሕትመት /ቲተር/ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 27, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 27/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30                                                  

                                                 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ. ቁፅሪ 0344-403663/404346 ምድዋል ይከኣል ፡፡