https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7594
ኮሌጅ ትምህርቲ ኣመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ-78 ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

 1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ክሳብ 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00

                                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይክፈት፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-122372/0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፤