https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7593
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ዕለት 27/09/2011 ክሳብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ዝተወሰኑ ዞባታትን ከተማታትን ክልልና ንዝግበር ዳህሳስ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ፊልድ መኪና ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ክሳብ 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00                                                                          2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል፤