https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7568
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝ/ያ ናይ ኢንተርኔት ናወቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 11:26 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404161 ምድዋል ይከኣል፡፡