https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7564
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ካሜራ ባትሪን ባይንደርን፣ ኣንሶላን ኮበርታን ናይ ኤመሓት ሎጎ ዘለዎም ካልኦት ጃኬታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡     

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡