https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7543
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 19, 2011 08:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/403663 ምድዋል ይከኣል፡፡