https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7541
ትካልና መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

                       1 ሕጋዊ ፍቃድ ኣብቲ ዓውዲ ስራሕ ዘለኩም

2 ናይ እትወዳደርዎ ንብረት 5 ሚኢታዊ ሲፒኦ ብምትሓዝን ንሕድሕድ ንብረት ዋጋ ብምቅማጥ ተወዳደርቲ ክትኮኑ ይዕድም፤

3 ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ፍርዲ ቤት ጎኒ ኢምግሬሽን

                      0344-410788                                          

 4 ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓ ግዜ ካብ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም

                         5 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንግሆ