https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7518
ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2011 ዓ/ም ንሲኦሲ ንስልጠናን ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 19, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-771828 ምድዋል ይከኣል፡፡