https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7492
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ቤት መዘጋጃ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግሪነሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ቁፅሪ 005 ግሪነሪ ናይ ሲፒኦ ዋጋ ብር 5000.00 ብር

1 ብስራሕቲ ግሪነሪ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ሓዱሽ ፍቃድ ዘውፅኡን፤

3 ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ብዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔሰፊኬሽን መሰረት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ብር 50.00 ቅርሺ፤

6 ተጫረቲ ትካላት ናይ ትካሎም ማሕተም ዝዓረፎ ኢንቨሎፕ ወይ ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ዘቅርቡ፤

7 ኦርጂናል ፎቶኮፒን ናይ ጨረታ ሰነድ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል፤

9 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ርን ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምዃንኩም ንሕበር፡፡

11 ኣድራሻና ኣብ ከ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስ ከባቢ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ፡፡