https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7474
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ጥዕናን ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

                        1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

                   2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

              ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፡፡