ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብርኪ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
መደብ:
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400132 ምድዋል ይከኣል፡፡