https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7467
ናይ እንዳ መኮኒ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

                                           1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

                                        2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-770419 ምድዋል ይከኣል፡፡