ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ከተማ መቐለ ማ/ቤት ፍርዲ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንህንፃ ፅገና መሳርሒ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
- መደብ: ህንፃ መሳርሒ/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡