https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7443
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠ/ምም/ርን ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ካብ ዩ.ኤል.ጂ.ዲ.ፒ ዝኮነ ፍልፍል በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡