https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7417
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠ/ምም/ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ንመዓልቲ ሰነ-ከባቢ ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምድዋል ይከኣል