https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7415
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንቢሮ ሓላፊ ታ.ቁ4-01961 ኢ.ት ሞዴል ፓራዶን ንዳ/ዳ/ር/ህዝቢ ታ.ቁ 4-0046 ት.ግ ሞዴል HZJ 75 መኪናን ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2011ዓ/ም ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል