https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7413
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳደርና ክነወግድ ንደሊ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2011ዓ/ም ክሳብ 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል