https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7369
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል ሰለስተ መቀመጢ ናይ ንብረት ወንበር ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 6, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 30/08/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፡፡