https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7363
ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ትእምት ብዝረክቦ ገንዘብ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣር ብጥሕኖ ኣብ ዝተወደባ 60 ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኣባላት ማሕበርና መጥሓን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን/ ናምበር ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ምዃኖም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 01/09/2011ዓ/ም ክሳብ 15/09/2011ዓ/ም ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ምውሳድ ትክእሉ፤

5 ሰነድ ጨረታ 15/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

6 እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ትሕቲ ኣብርሃ ካስትል ካሕሳ ህንፃ 1ይ ደብሪ ብስ.ቁፅሪ 0342-415705/0914-769195 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡