https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7319
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ውሽጢ ንዝርከብ ቢሮታት ግልጋሎት ዝውዕል መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መጋረጃን ምንፃፍን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ክሳብ 30/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ 01/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል፡፡