https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7271
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል፡፡