https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7266
ን2ይ ገዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማደኣት ካብ 2010 ክሳብ 2012 ዓ/ም ንሰለስተ ዓመት ኣጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝገብሩ ናይ ደገ አዲተር ክትወዳደሩ ትደልዩ፡፡ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • - ናይ 2010 ዘሎ ቦክስ ፋይል በዝሒ 50 ዝላኣከ እንትከውን ናይ ቀፃሊ ተከታታሊ ዓመት ድማ ተመሳሳሊ ይከውን፡፡

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን፤         2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ               

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሓሉ ካብ 22/08/2011ዓ/ም -28/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከውን፡፡

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 2ይ ደብሪ ይከውን፡፡