https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7247
ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ላብራቶሪን ምክራይ መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 06:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም ን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥኩም ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

መከበሪ ጨረታ ንመኪና ክራይ 15000 ቅርሺ ን አቁሑት ላብራቶሪ 15000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ

 እቲ ጨረታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 20 ተከታተልቲ መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልትን ሰዓትን ንመሸጣ ኣብ ዝቀረበ ሰነድ ምርኣይ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342413795