https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7232
ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን፣ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት፣ ከምኡውን ተ.እ.ታክስ /ቫት/ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘቅርብዎ ዓይነት ጨረቂ ሳምፕል ጠቂሶም ከቅርቡ አለዎም፤

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 17/08/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 ተወዳደርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ትክእሉ፤

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 06/09/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደራሽ ይክፈት፤

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0348-990085/0914-726460/0914707067 ደዊልካ ምሕታት ይከአል፤