https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7228
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ናይ በርበረ ዛላ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 03:59 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይከኣል፡፡