https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7226
መቐለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ክሳብ 21/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400246 ምድዋል ይከኣል፡፡