https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7194
ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልከታ ጨረታ ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ሓደ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ መትከሊ ብምሕባር ጨረታ ዶኩመንት ሽም ምእታው ትክእሉ ኢኩም፤ ዝትከላ ካሜራ ብዝተሓተ በቤት ፅሕፈትና ይንገረኩም፡፡

2 ካብ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝፍፀመሉ፤

3 ምስዓሩ ዝተነገሮ በዓል ሞያ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ውዕሊ ይኣስር፤

4 ድሕሪ ውዕሊ ምእሳር ትካል ከቅርብሉ ዝግዛእ ማተሪያል ዝርዝር ብፅሑፍ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓለቲ ኣቀሪቡ ናብ ስራሕ ዝኣትው፤

 ኣድራሻና ጣብያ ኢንዱስትሪ ቀበሌ 06 ሰላም ቆርቆሮ ፋብረካ 50 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ፊት ንፊት ራያ ማይ መከፋፈሊ