https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7182
ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ካፒታል ናይ ኒሳን መኪና ሞዴል Y60 ፓትሮል መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 16/08/2011 ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-460323 ምድዋል ይከኣል፡፡