https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7178
መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ቤተ ፈተነ ናውቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ንቤት ት/ቲ ዘምፅእ፤

3 ፅሬቱ ዝሓለወ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ዘቅርብ፤

4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

5 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 5 መዓልቲ ይከውን፡ /11-15/08/2011ዓ/ም/

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

9 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን