https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7171
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኢ/ማተሪያል፣ ሓፂን መፂን/ማዕፆን መስኮትን/ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/08/2011 ክሳብ 23/08/2011 ሰዓት 5፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0343-400033/400010 ምድዋል ይከኣል፡፡