https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7159
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዮ ዘገልግል ታብሌት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ብዘፈር ንግዲ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ግብሪ ከፈልቲ ዝኮኑ፤

2 ተመዝገብቲ ናይ መቀረበቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ለካቲት ዲለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ፤

5 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 12/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570/0342-410117 ደዊልካ