https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7149
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ቀፂሎም ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል፡፡