https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7143
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ 12/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408304/8301 ምድዋል ይከኣል፡፡