https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7142
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 11:26 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40416 ምድዋል ይከኣል፡፡