https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7128
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝ/ያ መካይን ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-40659 ምድዋል ይከኣል፡፡