https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7126
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሻሪዓ ም/ሓዊ ባርዕ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡