https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7114
ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-430565 ምድዋል ይከኣል፡፡