https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7106
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05ተ መዓልቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ክተልዕሉ ምካንኩም፤

2 መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽሞምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ወይ ውልቀ ሰብ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ እንተዘይሃልይዎ ድማ ፊርማ ብምግባር እቲ ፖስታ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ክከውን ኣለዎ፡፡

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ኣብ ህንፃ ኮምፕሌክስ 3ይ ደብሪ ቁፅሪ ገዛ 333 ካብ ዕለት 9/08/2011 ክሳብ 19/08/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃአኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

4 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ዝተብሃለ መዓልቲ እንተዘይኣልዒሎም ዘትሓዝዎ መከበሪ ውዕሊ ተወሪሶም ናብ ካሊእ መፍትሒ ዝኣትው ምዃኑ፤

5 እቲ ጨረታ ዕለት 19/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ተጫረቲ ወይ ሐጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-403447 ምድዋል ይከኣል፡፡