https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/710
ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲንን ናይ መቕረባይነት መረጋገፂ ዝተመዝገቡ እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበረ

2 በዘ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፈይናንስን ምም/ር ካብ 24/01/2008 ዐ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ መክበሪ ጨረታ ሲፒኦ ካብ ዝተረጋገፀ ምትሓዝ ይከአል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/02/2008 ዓም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 08/02/ 2008 ዓ/ም ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት: ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ያቅርብ

5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ብዝተኣሸ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣድራሻና ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 01

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ