ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
መደብ:
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፡፡