https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7091
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ዝራእቲ መኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

1 ካብ ዕለት 10/08/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/08/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም፡

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት/መጋቢት 2011 ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

6 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ፤

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ን ዕለት 25/08/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-210089 ወይ 0344-210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡