https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7061
ኮሌጅ ቴክኒክ ኣላማጣ ነቲ ትካሉ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ሞተር ሳይክል፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ፈርኒቸር/ ናይ ተምሃሮ ወናብር/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤

2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተመዝገበ፣

3 ልዕሊ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ዝክእል ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

4 ናይ ወርሒ መጋቢት ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡን ንኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ፣ ንኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ንሞተር ሳይክል፣ ንኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ንመለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ናይ ፈርኒቸር/ ናይ ተምሃሮ ወናብር/፣ ንስፖርት ዕጥቂ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን 4000.00 ሽሕ ቅርሺ ንመከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

5 ንነብሲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ.ቀትሪ ኣብ ሰዓት ስራሕ ን/ከ/ዕ/ፋይናንስ ምልክታ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

6 ምልክታ ጨረታ 23/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት፡፡

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-740028/0347-740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡