https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7050
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ መኪና መቀያሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ክሳብ 08/08/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ  ዕለት 09/08/2011ዓም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-730211/0920-256876 ምድዋል ይከኣል፤