https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7036
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ዞባ ክልል ስታፍን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 08/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0340-406451 ምድዋል ይከኣል፡፡